ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕላ ቢመርን (ፕሮጀክተር) ቴሌቪዥንን (ብመሰረት ዝቐረበ ስፐስፊኬሽን) ተወዳደርቲ ብምዕዳም ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡

1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም፣

2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲፍቃድ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣፣

3. ቫት ወይ IOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2016 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

4. ዝተሓደሰ ምዝገባ መቕረባይነት 2016 ዓ.ም ከቕርቡ ዝኸእ

5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣

6. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳር ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ስራሕ ክጅምሩ ዝኸእሉ፣

7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልኣ ተሓሳቢ ይግበር፡፡

8. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣

9. ትካልና 20% ናይቲ ስራሕ ምንካይን ምውሳኸን ይኸእል፣

10. ማ.ል.ት እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

11. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/04/2016 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ይኸፈት፡፡

ዝርዝር ዓይነት ፕሮፎርማ

ተ.ቑዓይነት ፅገናመለክዒበዝሒነፀላ ዋጋድምርመብርሂ
1ቢመር (ፕሮጀክተር)ቑፅሪ02ብመሰረት ስፔስፊኬሽን
275 » ስማርት ቴሌቪዥንቑፅሪ01ብመሰረት ስፔስፊኬሽን
ጠቕላላ ዋጋብመሰረት ስፔስፊኬሽን


ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo