ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት04/04/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት08/04/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣

5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪ Specification/part Number/መዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
1ጎማ ምሰ ካለማደርኡ ብሪጂስቶን235/70R16ብቁፅሪ05

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም _________________

ፊርማ _________________

ኣድራሻና

ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo