ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየት ትግራይ/UNDP/ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፕሮጀክተር ዩፒኤስ ወዘተ ኣቑሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት /ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዋ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ንዕለት 05/04/16 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣጋ ምሽት ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 06/04/16 ዓ.ም ሳዓት 2:30 ንጎሆ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን2ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዝቐረበ ዋጋ ዝፀነዐ ይኸውን 3-ስፐሲፌኬሽን ካብ ቤ/ፅ/ት ፕረዚደንት ዳ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ር ቑ/ክፍሊ 3-18 ብኣካል ምውሳድ ይካኣል

4. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ንብረት ከርክብ ኣለዎ

5. ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577/0914706215 ምሕታት ይካአል

6. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ መሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ'ዩ:: 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo