ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም
  • ህንፃ መሳረሒ
  • ኣዉቶመካኒክስ
  • ፅሐፈት መሳረሒ
  • ካምፒተርን ተዛመድትን
  • ኤሌክትሪክሲቲን
  • ናይ ተምሃሮ ወንበርን

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግብአኩም ረቆሒ

  1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነኩም::
  2. ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ :Â መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን መረዳእታ ዘለኩም::
  3. መኽበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳረሒ ኣዉቶመካኒክስን 10000.00 /ዓሰረተ ሽሕ / ንፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪክስቲን ንሕድሕዶም 5000/Â ሓሙሽተ ሽሕ / ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ እትክእሉ
  4. Â ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተÂ መዓለቲ ናብ ኮሌጀና ንብረት ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፈሊ ብናይ ባዕልኹምÂ ትራንስፖርት ምቐራብ እትኽእሉ::
  5. ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ 50.00 / ሓምሳ ብር/ ዘይምለስÂ እናኸፈለኩም ኩሉ ሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 01/ 07/ 08 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/ 07Â /08 ዓ/ም ካብ ኮሌጀና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩ ትኽአሉ::
  6. እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 16 /07 /08 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊÂ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይኸፈት::
  7. ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክትትሕዙÂ ይግባእ::
  8. ብባህሪኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሐደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቐደኛ ዝኾንኩም
  9. ኮሌጀና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ

Â

Â

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo