ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ UIIDPን One ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገድ መካይን ሞተር ሳይክልን ሽይጡ ኮምሽን ዝክፈል ትካል አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ብምድብ /LOT/ መቂሉ ማለት እዉን

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ምድብ /LOT/ 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት

ምድብ /LOT/ 2 ናይ መካይን ሞተር ሳይክል ምዉጋድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ኮሚሽን ብምክፋል ንብረት ንምዉዳድን ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ካፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ መሰከረም/ 2016 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ምካኑን ናይ ዘመኑ 2016 ዓም  ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀትን ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪይ ዝሰዓሮ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ቢሮ ስቶር ከፍሊ በቲ ዝተሐተተ እስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል ናይ መካይን ሞተርን ሳይክስል ምዉጋድ ድማ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 1 ወርሒ ናይ ስራሕ መዓለቲ ሸይጡ ገንዘብ ኣታዊ ክገግብር ዝክእል

6 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ

7 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታ ምድብ 1ን ምድብ 2 ንዘለዉ ዝርዝር ንብረት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይመለስ ብር 100 እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 2-19/2-01ካብ ካሳብ 01/4/2016 ዓም ክሳብ 10/4/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል

8 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ  ናይ ኤሌክትሮኒክስ  ኣቅሑት ሰነድ ጨረታ ሎት ሐደ 50000 / ሓምሳ ሽሕ ብር ጥራሕ/ ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ሰርትፊይድ ቼክ ወይድ ማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል

9 አቲ ጨረታ ዕለት 10/4/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉይከፈት

10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20 % ክቅንስን / ክዉስ/ ይክእለ

12 ሰዓራይ እቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብበዓል ሞያ ቴሓር /ICT /ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረገጋፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን :: ናይ መካይን ሞተርን ሳይክል ምዉጋድ ድማ ካብ ዝተሐተ ዋጋ ዘቅርበ ሰዓራይ ዝፍለ ይከዉን

13 ንዝበለፀ ሐበሬታ ሞባይል ቁፅሪ 0914775963 / 0914136662 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo