ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት(TIN NO)፣መቕረባይነት ስርተሪኬት ተወሳኺ እሴት ታክሲ(VAT) ዝተመዝገብሎ ሰርተፊኬትን ናይ መስከረም ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቕርቡ

2. ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 5,000/ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ

3. ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ ዕሩ ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/03/2016,ዓ/ም ክሳብ ዕለት 9/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቲ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ።

4. ቤረው ሳንዱቅ ዝርከብሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይደ። ስራሕ ምምሕዳርን ፋይናንስን በሮ ቁፅሪ 07 ይኸውን።

5. ጨረታ ምስ ተከፈተ ተረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጢ ወይ ምምሕያ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብሶም ምግላልን ኣይኽእሉን።

6. ጨረታ ዕለት 9/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ረታ ኣይተአንጎልን።

7. ተረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኸፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን።

8. ወረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ውዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ከትሕዝ ዝኽእል።

9. ናይ ማይን ካልኦት ወፃኢታትን ብተረታይ ይሽፈን ።

10. ማእኸልና እዚ ጨረታ የዋፅኦ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0933-50-60 50 ደዊሎም ክረኸቡና ይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo