ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2016ዓ/ም ናይ UIIDP ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል አቅሑት ኤሊትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2015ዓ/ምን 2016 ዓ/ም ዘሐደኩም
  • እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  • ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ/ቫት/ ኮይኖም ናይ መስከረም 30/2016 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደኮፒ ከቅርብ ዝክእል
  • ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደኩምን
  • ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ /TIN/ ዘለኩም
  • ናይ ኤሊትሮኒክስ 20,000 CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል
  • ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲከይዲ ስራሕ ፅፋ ንምም/ር ክፍሊ ብምግዛእ ክጫረት ዝክእል
  • ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅኖልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትእእውን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና
  • ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት 28/03/2016 ዓ/ም ክሳብ 08/ 04 /2016 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡20
  • ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡20 ንጉሆ
  • ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ
  • እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ
  • እቲ ዝስዓርኩምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ትፋይናንስን ክተማ ዓ/ዓዲ ናይ መጓዓዝያ ሓዊሱ ዛቅርብ
  • ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታብሙሉ እወይ ብክፋልናይ ምስራዝ ስለ ዝተሓለወ እዩ
  • ስዓራይ ካብ ዝተነገረሉ አብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ክቅረብ ዝክእል
  • ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ውይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914754301/0914120820/0914242030/0914747125

NB - ኣድራሻና 03 ቀበሌ ዓ/ግዲ ኣብ ናይ ከተማ ምም/ር ህንፃ ሓበሆታ * ህት “ምስ ሰላምታ / እኸል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo