ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ጣብያ ኣባይ ፀሃይ ፍሉይ ቦታ ማይ እንግዳ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ተፋሰስ AXCY drainage high 0116 ንምስራሕ ደረጃ 8 RC /GC ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ብማሕበር ወይድማ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ኣክሱም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ምዝገባ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ከፋላይ ግብሪ ወረቀትን ምስክርን መቀርባይነት ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካን ወረቀት ምስክር ምዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

2 ናይ 2012 ዓም ወይ 2013 ወይ እዉን 2016 ዓም ናይ ኤሌክትሮ ኮን ስትራሽን ወይ እዉን ተካናተራይነት ምዝገባ ካርዲ በቤት ፅሕፈት ልመዓት ዘፈር ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ዝሐደሱ ክከዉን አለዎ

3 መከበሪ ጨረታ 50,000 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሐዲኡ መልክዕ ዝቀርብ ኮይኑ ብናይ ኢትየጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ትካል ፋይናንስ ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉስና ባንኪታት ወይ ፋይናንስል ትካላት ብዘረጋገፆ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ተፋሰስ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጅሚሩ ኣብ ዉሽጢ 157 ተካታተልቲ ማዕልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ሕዳር 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ካልኣይ ድብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክአሉ እዩም

6 ተጫረቲ ዝመለእዋ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ሙሉእ ሰነድ ክልተ ቅዳሕ ተገይሮም ዝቀርቡ ሰነዳት ድማ ዝርዝር ስራሕ ስእሊ ወይድማ ዲዛይን መከበሪ ጨረታ ብቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ንግዲን ናይ ኮንስትራክሽን ወይ እዉን ተካናተራይ ምዝገባ ካርድን ወረቀት ምስክር ምዝገባ ከፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ሰነዳት ኣብ ዝተፋላለዩ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካልኢ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሐፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ካልኣይ ደብሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 2/4/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

8 ተጫረቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፈሪሞምን ማህተም ብምዕራፍን እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽወጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደለ ከቅርቡ አለዎም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 2 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሐ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እቲ ጨረታ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሐፈት ወይ ከይዲ ስራሕ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ንምርካብ ስልኪ 0905000844 /0901298707 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo