ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ 20126 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈቱ ዝኮና ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ ቀበሌ 01 ጣንቃ ማይ ሎሚን ደጋፊ መንድቅ ምንስራሕ አብ ሲአፒ ዝደድሓዘ ኮድ ABI/CW/MRIW/2/2016 RC/GC ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዘለዎም ተኮናተሪ አጫሪቱ ብግል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ብ ደኣንት ዝተወሃበ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ዝሓለፈ መስከረም ዲክለር ዝገበርኩም

3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

4 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ 50,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ነቲ ዝሰዓርዎ ፕሮጀክት ኣብ 165 ተካታታሊት መዓልትታት ሰርሑ ዘረክቡ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከ/ዕ/ፋ/ም/ር/ን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

7 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 11/03/2016 ዓ/ም ክሳብ 01/04/2016ዓ/ም

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 01/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡01 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 46 11 47

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo