ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ
ተ/ቁዓይነት ሞ-ንብረትkun25ፓርት ናምበርመዐቀኒበዝሒናይ ሓደዋጋሳን.መብ
1ላዕለዋይ ጎሚኖ ባሌስትራ90385-T0009ንፅል04
2ታሕተዋይ ጎሚኖ ባሌስትራ90385-TOQ10ንፅል04
3ናይ እግሪ ቡትስ04427-0k040ንፅል02
4ኦይል ፊልተር90915-TB001ንፅል01
5ፊዩል ፊልተር23390-OL041ንፅል01
6የማን ፀጋም ራክ ኢንድ45503-09331ንፅል02
7ቅድሚት የማን ኢንድ ሮድ45046-09281ንፅል02
8የማን እስታፕላይዘር ሊንክ48820-0K030ንፅል01
9ፀጋም እስታፕላይዘር ሊንክ48810-OK010ንፅል01
10ታሕተዋይ አርም ቡሽንግ NO 148654- OK040ንፅል02
11ታሕተዋይ ኣርም ቡሺንግ NO 248655-OK040ንፅል02

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 20/03/16ዓ/ም እስካብ ዕለት24/03/2016 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 24/03/2016 ዓ/ም _ ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ

ሰዓት 4:30 ድማ ይኸፈት::

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::

➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ

ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርሚ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo