ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንላብራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ግብሪ እዚ ዘበን ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 40,000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ                                                

4 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ሐደ ዋናኡን ሐደ ቅዳሑን ቴክኒካል ፋይናንሻልን ሰነድ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

5 እዚ ጨረታ 27 /3/2016 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ማለት እዉን እሰፐስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ይግባእ

6 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር

7 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ማዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ አታዊ ይገብር

8 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  ኣብ ዓዲ ሽንዱሕን ፊት ንፊት ዳሽን ባንኪ ዝርከብ ትካል ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ብቁፅሪ ስልኪ 0914034539  0910385045 0914758978

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo