ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ስፔር ፓርትን፡ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ
  1. 1. ናይ 2015 / 2016 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
  2. 2. ተወሳኪ እሴት ታክስ /VAT/ ዝተመዝገቡ ምካኖም
  3. 3. ናይ መስከረም 2016 ዓ ም ወርሓዊ ዲክለራስዮን
  4. 4. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /TIN/
  5. 5. ኣብ ናይ መንግሰቲ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብሉ ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ኣለዎም
  6. 6. ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ዘይምለስ ብር ንሕድሕድ ሰነድ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 18/ 03/ 2016ዓ ም ጀሚሮም ካብ ኤጀንሲና ቢሮ ቁፅሪ 15 ምርካብ ይክእሉ
  7. 7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 6000 ናይ ስፔር ፓርት ብር 4000 ናይ ኮንስትራክሽን ብር 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርቡ ኣለዎም
  8. 8. እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ከብ ዕለት 18/ 03/ 2016 ክሳብ 27/ 03/ 2016  ዓም  ኣብቲ ናይ መወዳእታ ዕለት ናይ ስፔር ፓርት ፅሕፈት መሳርሒን ሰዓት 10 ፡00 ተዓፅዮ ሰዓት 10 ፡30 ይክፈት
  9. 9. ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ድማ እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ከብ ዕለት 18/ 03/ 2016 ክሳብ 28/ 03/ 2016 ዓም  ኣብቲ ናይ መወዳእታ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት
  10. 10. ኤጀንሲናዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 41 85 15 ወይ 0914778288 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይ ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊት ለፊት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo