ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት ን 2106 ዓም ንናይ ምምሕዳር መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፔጅ ዝዓይነታ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ዓይነት ጨረታ

 ሀ ክ/ከ/ቀ/ወ/ቅ/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ ቁፅሪ ናይ መኪና ጎማ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቫት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ /መቅረባይነት/ሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መከበሪ ጨረታ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፍያንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 14 ካብ ዕለት 18/3/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 24/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ጊዜ መፂእኩም ምግዛእ ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታዉ ትክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 24/3/2016 ዓም 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይክፈት

4 ሰዓራይ ንዝሸነፍዎ ንበረት በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ይገብር

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ት/ፋይናንስን ከባቢ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914104089

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo