መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፡ ናይ ማይ ቡምባ መለዋወጢ አቁሑት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፡ናይ ጀነሬተር አቁሑት ፡ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፡ናይ ሕትመት፡ ናይ ሳኒተሪ ናይ መድሓኒትን ፡ሕክምና ናዉትን ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ሆስፒታል መዓርግ
  1. Â በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. ቲን ነምበር ዘለኩም
  3. ናይ መንግስታዊ ጨረታ ክትሳተፉ ዝተወሃበኩም ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ
  4. ናይ ንግዲ ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ ኣለኩም
  5. ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  6. እቶም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ብዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ
  7. መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ

ን ፅሬት መሳርሒ3000 ቅርሺ ፣

ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ፣

ንኤለክትሪክ መሳርሒ 3000 ቅርሺ፣

ናይ ህንፃ መሳርሒ 3000 ቅርሺ ፣

ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት 3000 ቅርሺ ፣

ናይ ጀነሬተር 3000 ቅርሺ ፣

ናይ ሳኒተሪ Â 3000 ቅርሺ ፣

ናይ ሕትመት ስራሕቲ 3000 ቅርሺ ፣

ናይ ማይ ቡምባ መለዋወጢ አቁሑት 3000 ቅርሺ ፣

ናይ መኪና መለዋወጢ 3000 ቅርሺ ፣

ናይ መድሓኒትን ሕክምና ናዉትን 7000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

  1. መቅረብቲ መድሓኒት ዝኮንኩም ዝተሓደሰ ናይ ሞያ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ
  2. ካብ ዘሸነፍዎ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መክበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10 ሚኢታዊ ክተቅርቡ ይግባእ
  3. ናይ ሓደ ሰነድ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክትገዝኡ ትክእሉ
  4. ኮጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ድማ ካብ ዕለት 30/ 06 /2008 ዓም ክሳብ 15/ 07 /2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ጨረታ ሰነደ ምግዛእ ይከኣል
  5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/ 07/ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
  6. አሸናፊ ዝኮነ ዘሸነፎም ዝርዝር ንብረታት አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንዕደጋን ፋርማስንÂ ኣብ መቀለ ዘረክብ
  7. እቲ ሆስፒታል ካብ ዘጫረቶም ጠቅላላ ዋጋ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይድማ ክቅንስ ይግባእ
  8. ዝወሰዶ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገ ኮይኑ ሽምን ፊርማን ገይሩ ዘቅርብ
  9. ሰዓራይ ዝኮነ ድሕሪ ጥርዓን መቀበሊ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልትታት ማለት እዉን ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ
  10. መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 30 መዓልቲ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914387011Â ወይዉን 0348990069 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo