አብ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ዩኤንዲፒ ብዝረክቦ በጀት ንዝተፈለለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ኦፍሪዴቭ ሃንድ ፖምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ምስክር መቅረባይነትን ከቅርብ ዝክእል ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሐምለ 2015 ዓም ናይ ተወሳኪ አሰት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ንዝተዳለወ ዝርዝር ጨረታ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 19/3/ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 25/3/ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

3 መከበሪ ጨረታ 100,000.00 ሐደ ሚእቲ ቅርሺ ብመልክዕ ስፒአ ወይ ከዓ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ምስቲ ቴክኒካል ጨረታ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ሳንዱቅ ጨረታ 25/3/ 2016 ዓም ዓም ሰዓት 3:15 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

5 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክኒካልን ፋይናንሽል ሰነድ ነንበይኑ ዝተዓሸገ ሐደ ቅዳሕ ተክኒካል ክልተ ቅዳሕ ድማ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ እዚ ማለት እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክፃሓፈሉ አለዎ

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ ንተወሳኪ ሐበረታ 0951141837 0920326084  

8 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo