ኩባንያና መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ / ዝተ/ዉ/ማ ኣብ ታሕቲ ተጠቀሱ ዘሎ ዓይነት ንብረት ብቅሉዕ ጨረታ አወዳዱሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዚ ንምቅራብ ፍቃድ ዘለኩምን እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ 20 መዓልቲ ዉሸጢ ክተረክቡ እትክእሉ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ መሰረት ብምግባር ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

ተቁ

ዝርዝር ብጨረታ ዝግዛእ ንብረት

መዓቀኒ

በዝሒ

1

Pipe Bronze External Dia 56x in Dua 35x 3000

PIECES

15

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጨማሪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላራስዩን ሰነዳት ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 27/ 11/2023 ክሳብ 05/12/2023 አፈ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ  ሰዓት 2:00 ክሳብ 11:00 ቀዳም ካብ ሰዓት 2:00 ክሳብ 6:00 ካብ / ኮርፓሬት ክፍሊ ቀረብ ዕደጋ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ብር 20,000 / ዒስራ ሽሕ ብር / ምስ ጨረታ  ደክመንት ከተሓሕዙ ይግባእ

4 ሰዓረ ተጫረቲ ምስዓሮም ካብ ዝተነገሮም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ንጠቅለላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ባንኪ ዉሕስና / unconditional Bak Gurantee / ከትሕዙ አለዎም

5 ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ጀሚሩ ኣብ ዒስራ /20/ ማዓልቲ ዉሽጢ እቲ ዝድለ ንብረት ጠቅሊሉ ከረክብ አለዎ እዙይ እንተዘይኮይኑ ግና ንመከበሪ ጨረታ ዘትሓዝዎ ስፒኦ ንትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካል ካሊእ መማረፂ ይወስድ

6 ንብረት ዝርከበሉ ቦታ መስፍን ኢንዳስትሪያል አነጂነሪንግ ኣብ ዝርከብ ናይ ጥረ ኣቅሑ መክዝን ኮይኑ ኣብ ከይዲ ምጉዕዓዝ ንዘጋጥም ብልሽት ይኩን ጉድለት ተጫረቲ ሙሉእ ሓላፍነት ክወስዱ ይግባእ

7 ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኮም ዋጋ ምእታዉ ኣይከኣልን ጨረታ ደክመንት ማህተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ክዓርፎ አለዎ ኣብ ጨረታ ሳንዱቅ ዝአተወ ፖስታ ብምለሱለይ ብምንም መልክዑ ክምለስ ኣይከኣልን

8 ተጫረቲ ኣብ ቅድሚ ኩነታት ዝተመስረተ ዋጋ እንተመሊኦም ዘቅረብዎ ዋጋ ተቀባልነት የብሉን

9 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ወጋ ኣብ ናይ ባዕሎም ዋጋ መምልኢ ሰነድ ክመልኡ አለዎም

10 ተጫረቲ ዘእትዉዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ናይ ስልሒትን ድምርን ጌጋ እንተሃልዩ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን

11 ጨረታ ዕለት 6/12/2023 ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን ዕለት 6/12/2023 በዓል እንተኮይኑ ቀፃሊ ዘሎ መዓልቲ ዕለት 7/12/2023 ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም ምክንያት ኣብቲ ጨረታ መክፈቲ ሰዓት እንተዘይተረኪቦም ዘቅረብዎ ጨረታ ሰነድ ብዘይለዉሉ ይክፈት

12 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ኩነታት ቫት ዝሐወሰ ወይ ዘይሐወሰ ምካኑ ከጠቅሱ ይግባእ እንተዘይተጠቂሱ ግና እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ቫት ክምዝሐወሰ ተገይሩ ይሕሰብ

13 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ ቁፅሪ 0914708567 / 0914707289

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo