ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፅጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒስክ :ኣቅሑ ዝተፋላለዩ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሪየት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ቫት ተመዝገብቲ ምካንኩም መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ክፈሊ ሰርተፈኪት /ቲን/ ንናይ መቅረባይ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምክኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዚ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፈሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 13/3/2016 ዓም ክሳብ 23/3/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገለፅ

እዚ ጨረታ 23/3/2016 ረፋድ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0344 408912  /  0914008595 / 0920426802

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo