ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ዝደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ

1 ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፉ ክወዳደሩ ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

2 ንግበሪ ከፈልቲ ዝዉሃብ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓዓሸገ ፖስታ መሉኡ ካብ ዕለት 14/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ አታዊ ክገብር ዝክእል

4 ፕሮፈርማ ዕለት 18/3 /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

5 ፕሮፍርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረኪበም ይምረፅ

6 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ምስረዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ዕደጋ ቀዳም ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፊካ

0344408755

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo