ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሊ ንዘህንፆ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ሲቪል ምሕንድስና ስራሕቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ትካል መኣድን ምውፃእ ኢዛና

ስለዚ

ኣብ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ከምኡዉን ቫት ተመዝገብቲ ቫት ዲክላረሽን ክተቅርቡ ትክእሉ ደረጃ 6ን ካብኡ ንላዕልን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ወሽጢ 20 መዓልቲ ብስምዒ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታÂ ሓደ ኦርጅናል ዶክመንትን ሓደ ኮፒ ዶክመንትንÂ CPO 2% ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ንንበይኑ ተዓሺጉ ምስ ቴክኒካል ዶክመንት ክቀርብ እናዓደምናÂ ናይቲ ስራሕ ዝርዝርÂ ዝሓዘ ሰነድÂ ካብ ትካልና ቢሮ ቁፅሪ 117 ብር 100 ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትክእሉ

እቲ ጨረታ ዕለት 24/ 03 /2016 ሰዓት 6፡00Â ናይ ቅድሚ ቀትረ ተዓፅዩÂ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ትካልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 404712 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo