ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓም ዝተፋለለዩ ስፔር ፓርት ብግልፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 ብመምርሒ መሰረት ናይ ይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳእታ ከትክርቡ እትክእሉ

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ 2015 ዓም ናይ ወርሒ ነሐሰ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምን

4 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት መሊኡ ከቅርብ አለዎ

5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 12/3/2016 ዓም ክሳብ 26/03/2016 ዓም ሰዓት 11፡30 ዘይመለስ ብር 200 ብር እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

6 መከበሪ ጨረታ ብር 20000 ብር ኮይኑ ከም ምርጫ ናይቲ ተጫራታይ ካብዞም ዝስዕኑ ሓዲኡ ክክዉን ይክእልሉ

ሀ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ለ ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ክረዲት ዝቀርብ ዉሕስና ሐ ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪዝተረጋገፀ ስፒኦ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/3/2016 ዓም ሰዓት 3፡30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ወይም ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋተ ዝዓግቶ የለን

9 ዘድሊ በዝሒ ደኩመንት ኦርጅናል ምስ ሐደ ኮፒ በበይኖም ተዓሺጎም ከቅርበ አለዎ

10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን45 መዓልቲ እዩ

11 ተጫረቲ እቲ ዘቅርበዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም ኣብቲ ቤት ሕፅፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ክመልእ አለዎም

12 ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቃድን

13 ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ናይ ድርጅትኩም ክዓርፎ አለዎ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መስሉ ዝተሐለወ እዩ

ካብ መንግሰቲ መቅረባይነተ ዝተኣገደ ዝኮነ ይኩን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀደሉን ኣድራሸ ኣጅንሲ ምራክቢ ሓፋሽ ትግራይ ህነፃ ኣብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 001 ደብሪ ቁፅሪ 107 ካይዲ ሰራሕ ዕደጋን ሕሕምዳርን ንብረት ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0342406380 ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo