ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቴክኒክ መሳርሒታት ንምዕድጋ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

ሐደ ናይ ቲቪ ስቲድዩ ካሜራ በዝሒ 1 ካልኣይ ኮምፒተር በዝሒ 1 system q secript for new በዝሒ 1 CSFAC for Scot control 4q v computer በዝሒ 1 ሳልሳይ layred TV player  በዝሒ 1 ራብዓይ omni directional broadcast microphone for radio studio በዝሒ 2  ሓምሻይ Audio mixer  yemha 01V961  በዝሒ 1  ሻደሻይ mething hall sound system 6.1 montrabo sound system በዝሒ 1 composite 6.2 sure wireless microphone ማለት እዉን BXL 24 Reciver + 2 beta 58 A microphone በዝሒ 1 reciver +2 wirless mix ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትድልዩ ትካላት ብመሰርት እቲ ቀሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ብክብሪ ይዕድም

7 ናይ 2015 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን

8 ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

9 ዉሕስና ጨረታ 10 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃቦ ማለት እዉን ዝተረጋፀ ዝተዉሃበ ቼክ ከቅቡ ዝክእሉ

10 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 13 ሕዳር  2016 ዓም ክሳብ 24 ሕዳር 2016 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

11 ደኩመንት ጨረታ ፋይናንሻል ቴክኒካልን መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

12 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 13 ሕዳር 2016 ዓም ጀሚሩ ንኣስታት 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 24 ሕዳር  2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት

13ሰዓራይ ትካል  ምስተፈለጠ እቲ ንብረት  ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረክብ

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 ወይድማ   0344410546

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo