ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ኣፅቢ እ/ስላሴ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ ቢል ሶፍት ዌር ሲስተም አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝገብቲ ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቅርብ ዝክእል ናይ ዝተጫረትዎ ሶፍትዌር ስራሕቲ ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተምን ዘለዎ 2ተ ኮፒን ዋናን ቅዳሕን ብ2ተ ፖስታ ዓሽጉ ዘቅርብ

3 ንናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይ ምለስ ብር 100 ብር ብምግዛእ ናይ ጨረታ መክበሪ ናይ ሶፍትዌር ብር 5000 ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ዘሸነፎ ሶፍትዌር ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሰሪሑ ዘጠናቅቅ

5 ጨረታ ሰበድ ካብ ዕለት 12/3/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 3/4/2016 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 02 ከ/ሰ/ፋይናንስን ን/ምም/ርን ምግዛእ ይከኣል

6 እቲ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ኣፅቢ እ/ስላሴ ቢሮ ቁፅሪ 2ተ ዕለት 3/4/2016 ዓም ልከ” ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 3/4/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫራቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይትረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ስርዝ ድልዝ ክህሉ የብሉነ

8 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪኑ መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ሰልኪ 0914411872

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo