ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሐደ ቆፀርቲ ካልኦት ናይ ዓማዉል መሸጣ ዝዉዕል ፉቲንግታት ክልተ ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ፉቲንግታን ኤች ዲፒን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስን ፎቶ ኮፒ ዘቅርብን

2 ቲን ናምበር  ዘለዎን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብን

3 ቫት ዝመዝገበን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ ዘይምለስን ፎቶ ኮፒ ዘቅርብን

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባነኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ቆፀርቲ ካልኦት ናይ ዓማዉል መሸጣ ዝዉዕል ፉቲንግታት 5000 ቅርሺ ክልተ ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ፉቲንግታን  5000 ቅርሺ ብር ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመመነት ሰነድ ካብ ቤት ፅሐፈትና ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ኣብ ጥቃ ኢ/ያ ንግዲ ባንኪ ከ/ሰ/ፍ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 02 ዘይመለስ 100 ብር ከፊልኩም ትወስዱ

6 ተጫራታይ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፀ እሰፔሰፊኬሽን መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይበሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፓስታ መሊኡ ኦርጅናልን ፎቶ ከፒን ነንበይኑ ዓሺጎም ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ተባሂሉ ኣብ ፖሰታ ይፀሓፍ

7 እቲ ጨረታ ብዝተፋላለዩ ምክንያት ካዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት አብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ናብ ቤት ፅሕፈት ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃላይ ከይሳተፉ ይገበሩ

8 ተጫራቲ ድሕሪ እቲ ናይ ጨረታ ሳፁን ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ እዉን ንዝበበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ይከዉን

9 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋናን ኮፒን ደኩመንት ኣብ ዝባን ዝተዓሸገ ፖስታ ሽም ፊርማ ማህተምን ስ/ቁፁርን ከስፈሩ አለዎም

10 ኣብ ዝወዳደሩ ዝተዳለወ ሰነድ ናይ ሐደ ዋጋ ብምምላእ ሕድሕድ ገፅ ማሕተምን ፊርማን ብምቅማጥ ናይ ባዕልካ እስፔስፊክሽን ምፅሓፍን ምምላእ ኣይፍቀድን

11 ቤት ፅሕፈትና 25 ሚእታዊ ናይቲ ዝተሰዓረ ንብረት መጠን ናይ ምዉሰክን ምክንካይን መሰል አለዎ

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 መዓልቲ ይከዉን

13 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መስሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 12/3/2016 ዓም ክሳብ 03/4/2016 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ሰራሕ ሰዓት

15 እቲ ጨረታ ዕለት 3/4/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 3/4/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

16 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጨቀሰ ሰዓት ባዕሎም ወይ ሕጋዉ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

17 ሰዓራይ ተጨራታይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓለቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ኣታዊ ይገብሩ

18 ተጫራቲ ምስዓሮም ምስ ተረጋገፀ ድሕሪ ናይ ቅሬታ 3ተ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ናይቲ ዝሰዓሮ መጠን ገንዘብ 10 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝከእል

19 ቀዳማይ ሰዓራይ በቲ ጨረታ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ንካልኣይ ሰዓራይ ዉዕሊ ዝኣስር ምካኑ ይሕብር

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914161243 / 0914411872 ምሕታት ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo