ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዕድጊት ንምፍፃም ይደሊ ∙ዶዘር ክራይ ፡ዕድጊት ኤለክትሮኒክስ ፡ክራይ ሎደር፡ ዕድጊት ጀነሬተር፡ ዕድጊት ናዉቲ ሕክምና

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሓደሰ መቅረባየነትÂ ወይንድማ ሰርትፍኬት

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ ማለት እዉን ለካቲትÂ ናይ ተወሳኪÂ ስቴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

3 ብመሰረት እዚ ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቤትÂ ፅሕፈትና ንኡስ ከይዲÂ ስራሕ ዕደጋ Â ካብÂ Â መጋቢት 1Â 2008 ዓም ጀሚሩ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

4 መክበሪ ጨረታ ንኩሉ 15000 ቅርሺ ብሲፒኦ ብጥረገንዘብ ወይድማ አብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታÂ 15 መጋቢት 2008ዓ ም ሰዓት 8 ፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪÂ ተዓፅዩÂ በቲ ዕለት 15 መጋቢትÂ 2008 ዓ ም ሰዓት 9፡ 00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲÂ ወይንድማÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ብዘይምርካቦምÂ ከይዲ እቲ ጨረታ ኣየተኣጋጎልን

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሓደÂ ዋንኡ ሓደ ድማÂ ቅዳሕÂ ብዝተዓሸገ ፖስታÂ ከቅርቡ ዝክእሉ

ብተወሳኪ Â ዝተማልአ መምርሒ ሰነድ ጨረታን ዝርዝር መረዳእታን ተተሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

8 Â ቤት ፅሕፈትነና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

           ኣድራሻ ህንፃ ኦፕሬሽን ኣግኣዚ ድሕሪ ቤተክርስትያን ዳማርያም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344406839 /0344408501Â Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

መዕፀዉን መክፈትን ጨረታ በዓል እንተኮይኑ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo