ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ናይ መኪና ጎማ በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ከፈሉ ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ እንተዘይተፈሪሙሉ ተቐባልነት የብሉን::

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋሕስና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

4 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ካብ ማሕበርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስ ዘይምለስ ብር 100/ሐደ ሚኢቲብር / ብክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትኽእሉ::

5 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::

6ናይ ዉዕሊ መከበሪ ብብባንኪ ዝተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብሽም ማሕብርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/03 /2016 ዓ/ም ክሳብ 18/03/2016 ዓ/ም ጨረታ ምዕዳግ ዝከኣል እንትከዉን እዚ ጨረታ ዕለት 18/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ምም/ ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 19 ይኽፈት::

8 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ብፅሑፍ ወይ ብኣካል ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ካብ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 3 መዓልቲ ክረክብ ዝክእል ሕድሕድ ንብረት ኣብዚ ዝተቀመጠ መዓልቲታት ከረክብ እንዘተይኪኢሉ ዘትሓዞ ዉዕሊ መከበሪ ስፒኦ ናብ ቤት ፅሕሐፈት ኣታዊ ይግበር

9 ካብዚ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ወፃኢ ዝቀረበን ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ተቀባልነት ስለዘይብሉ አብዚ ዝተዉሃበኩም ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጥራሕ ይምለእ

ብዝተወሃበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ከረክብ ዝክእል

10 እዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ሞባይል 0914700869/ 0914765389

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo