ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ መኮኒ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እነዳ መኮኒ

 አዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅረቡ ንዕድም

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደ ናይ ዘመኑ ፈቃድ ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮኑ ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ዘለዎን ናይ ግብሪ ካፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ናይ ቫት ድክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

5 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ዝሰዓሮም ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ከተማ መኮኒ ከረክብ አለዎ

6 እቲ ጨረታ ካብ 8/3/2016 ዓም ክሳብ 24/3/2016 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ 24/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናነስን ከተማ መኮኒ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ስፒኦ ጥረ ገንዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተረ ኦፍ ክሬዲት ክትሕዝ ዝክእል

9 ሰዓራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዝ ዝክእል

10 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእልን ንብረት ኣታዊ ዝገብረሉ ዕለት እንተሓሊፉ ብመምርሒ መሰረት ዝቅፃዕ ምካኑ

11 ክፍሊ ት ዝፍፀም ንበረት ብበዓል ሞያ ማለት እዉን መረጋገፂ ኮሚቴ ምስተረጋገፀን ኣብ ሞዴል 19 አታዊ ምስኮነን ይከዉን

12 ዋናን ቅዳሕን ሰነድ ጨረታብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 24/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ከተማ መኮኒ አብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ክገብሩ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0974580453 / 0914556991

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo