ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ልስሉስ ኮንዲት በዓል 6 ሚ ሜትር በዝሒ 35 ሽሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደድርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም

ስራሕቲ መስኖን ማይ ቴክኖሎጂ ብርሁ ተስፋ

ተቁ

ዝርዝር ዝሽየጥ ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ልስሉስ ኮንዲት በዓል 16 ሚ ሜትር

ቁፅሪ

35000

ጠቅላላ ድምር ቅድም ተእታ

ተእታ

ጠቅላላ ድምር ተእታ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ /ቲን/ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

2 ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዘእተዉዎ 2 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ሳርሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 200 ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 06/3/2016 ዓም ጀሚሩ ናብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ብምምፃእ ምዕደጋ ይከኣል

4 ተወዳድርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝትዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 6/3/2016 ዓም እስካብ 25/3/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቀ ክተእትዉ ትክእሉ

5 ጨረታ ዕለት 25/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

6 ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ዉዕጢ 100 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ከፊሉ ጠቅላላ ንብረቱ ከልዕል ዝክእል

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0914729076/ 0914707067

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo