ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ንዘፈር ሰራሕ ልምዓታዊ ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተመላእ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ

1 ዝተሐደሰ ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም ናይ 2015 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ካብ 5 ሕዳር ክሳብ 18 ሕዳር 2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይንናንስን ካይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅድሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ክሳብ 18 /3/2016 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 18/3/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:45 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፖኦ ወይድማ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914199837 / 0940960145

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ  ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo