ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ፅገና ናይ ፅርጌያ መብራህቲ EXCWEL09 ን2016 ዓም ንምስራሕ ደረጃ 10 ደረጃ 9 ደረጃ 8 ብብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ኣክሱም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምዝገባ ወረቀትን ምስክረ ፍቃድ ንግዲ ስራሕን ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ /ቲን/  መቀርባይነት ሰርፊኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ  ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዴክረሬሽን ከቅርቡ ዝክእል

2  ናይ 2012 ዓም ወይ 2013 ወይ 2016 ዓም ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ኤሌክትሪካለ ኤንሳታሌሽን ተካናተራይነት ምዝገባ ካርዲ በቤት ፅሕፈት ልመዓት ዘፈር ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

3 መከበሪ ጨረታ 7000 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሐዲ መልክዕ ዝቀርብ ኮይኑ ኩሉ ብናይ ኢትየጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንስል ትካላት ብዘረጋገፆ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ተፋሰስ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጅሚሩ ኣብ ዉሽጢ 182 ተካታተልቲ ማዕልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ  ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 30 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ካልኣይ ድብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክአሉ እዩም

6  ተጫረቲ ዝመለእዋ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ኦርጅናል ሙሉእ ሰነድ ብክልተ ፍቶ ኮፒ ገይሮም ዝቀርቡ ሰነድ ድማ ዝርዝር ስራሕ ስእሊ /ዲዛይን/ መከበሪ ጨረታ ብቤት ፅሕፈት ልምዓተ ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት  ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ  ፍቃድ ንግዲን ናይ ተካናታራይነት ምዝገባ ካርድን  ናይ ግብሪ ካፋሊ ምዝገባ ሰርትፊኬት መቅረባየነት ሰርትፊኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ድክሬሽን ሰነዳት ኣብ ዝተፋላለዩ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካልኢ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሐፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ  ካልኣይ ደብሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 24/3/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

7  ተጫረቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፈሪሞምን ማህተም ብምዕራፍን እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽወጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደለ ከቅርቡ አለዎም

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 24 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17  እቲ ጨረታ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሐፈት ወይ ከይዲ ስራሕ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ 0905000844 /0901298707 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo