ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ካብ ዕደጋ ሓሙስ ክሳብ ኣብነት ሆቴል ዝዕፀፍ ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ንምስራሕ ደረጃ 10 ደረጃ 9 ደረጃ 8 ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳትሌሽን ብማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ኣክሱም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምዝገባ ምስክረ ወረቀትን ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ /ቲን/  መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእልን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ  ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

2  ናይ 2012 ዓም ወይ 2013 ወይ 2016 ዓም ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ኤሌክትሪካለ ኢንሳታሌሽን ተካናተራይነት ምዝገባ ካርዲ በቤት ፅሕፈት ልመዓት ዘፈር ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ዝሐደሱ

3 መከበሪ ጨረታ 4,000 ቅርሺ ብናይ ኢትየጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንሻል ትካል ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉስና ባንኪታት ወይ ፋይናንስል ትካላት ብዘረጋገፆ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ተፋሰስ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጅሚሩ ኣብ ዉሽጢ 182 ተካታተልቲ ማዕልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝተወደደ መሰረት ልምዓት  ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 30 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ካልኣይ ድብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክአሉ እዩም

6 ተጫረቲ ዝመለእዋ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ተገይሮም ዝቀርቡ ሰነዳት ድማ ዝርዝር ስራሕ ስእሊ መከበሪ ጨረታ  ብቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ናይ ተካናተራይ ምዝገባ ካርድን ከምእዉን ናይ ግብሪ ከፋላይ ምዝገባ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት  ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቀትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ሰነዳት ኣብ ዝተፋላለዩ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካልኢ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሐፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ  ካልኣይ ደብሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 24/3/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

8 ተጫረቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፈሪሞምን ማህተም ብምዕራፍን እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽወጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደለ ከቅርቡ አለዎም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 24 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሐ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17  እቲ ጨረታ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሐፈት ወይ ከይዲ ስራሕ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ንምርካብ ስልኪ 0905000844 /0901298707 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo