ኣብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ስራሕቲ ጣብያ ንግስት ሳባ ፍሉይ ሽም ከባቢ ጰጉሜ መናፈሻ ተፋሰስ ንምስራሕ ደረጃ 8 RC/GC ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ኣክሱም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ፈቃድ ስራሕ ንግዲ ምዝገባ ከፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቀርባይነት ምዝገባ ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ

2  ዝተሐደሰ ናይ 2012 ዓም ወይ 2013 ወይ 2016 ዓም ናይ ኮንስትራሽን ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርዲ በቤት ፅሕፈት ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ዝሐደሱ

3 መከበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሐዲ መልክዕ ዝቀርብ ኮይኑ ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትየጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንሻል ትካል ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉስና ባንኪታት ወይ ፋይናንስል ትካላት ብዘረጋገፆ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ተፋሰስ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጅሚሩ ኣብ ዉሽጢ 130 ተካታተልቲ ማዕልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ሰነድ ጨረታ ካብ 26 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ካልኣይ ድብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክአሉ እዩም

6 ተጫረቲ ዝመለእዋ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ብሐደ ዋና ሙሉእ ሰነድ ብክልተ ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ

7 ዝርዝር ስራሕ ስእሊ ዲዛይን መከበሪ ጨረታ ብቤት ልምዓተ እቶት ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ ንግዲን ናይ ኮንስትራክሽን ወይ እዉን ተካናታራይነት ምዝገባ ካርድን ወረቀት ምስክር ምዝገባ ካፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባየነት ምዝገባ ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስድክሬሽንን ሰነዳት ኣብ ዝተፋላለዩ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካልኢ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሐፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ  ካልኣይ ደብሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 19/3/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፈሪሞምን ማህተም ብምዕራፍን እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽወጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደለ ከቅርቡ አለዎም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 19 ሕዳር 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሐ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17  እቲ ጨረታ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሐፈት ወይ ከይዲ ስራሕ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

ስልኪ 0905000844 /0901298707 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo