ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ኣበሄር ዕ/ዓርቢ

ሎት ሓደ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ፅሬት አቁሑትን

ሎት ክልተ ናይ ህንፃ መሳርሕን :ናይ ጣዉላን ሓፂን ንናይ GMFA ግልጋሎት ዝዉዕል ማሽናት

ሎት ሰለስተÂ ናይ ኤለክትሪክን Â ንኣዉቶሞቲቭ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታትን

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ግብሪ 2007 ዓ ∙ም ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
  2. ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት አዉን ቲን ነምበር ዘለዎን ናይ መቅረባይነተ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብÂ ወይንድማ ብእዋኑ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ Â ወይንድማ ብ ሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል

ን ሎትሓደ 3000 ቅርሺ ፣

ንሎት ክልተ 3000 ቅርሺ ፣

ንሎት ሰለስተ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

  1. ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ሰነዳት ሙሉእ ሽምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማሕተምን ክገብሩ አለዎም
  2. ንኩሎም ዓይነት ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ካብ 30 ለካቲትÂ ክሳብ 15 መጋቢትÂ ሰዓት 5 ፡00Â ምዉሳድ ይከኣል
  3. ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ አለኒ ዝብል ተወዳዳሪ ቅድሚ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲÂ ቅሬትኡ ብፅሑፍ ከቅርብ ኣለዎ
  4. አብ እዎን ጨረታ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕን ንምዝባዕ ዝፍትንን ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን
  5. ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልኡን ስርዝ ድልዝ ዘይፍቀድ ምካኑን ግልፂ ብዝኮነ ክፃሓፍ ከምዘለዎን ብተወሳኪ ዉን ኩሎም ሰነዳት ብሽም አቲ ትካል ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ኣለዎም
  6. ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ዓርሱ ምግላል ኣይፍቀድን
  7. እዚ ጨረታ 15 መጋቢት 2008 ዓ ም ሰዓት 5፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  8. እቲ ትካል እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝዕደግ መጠንÂ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይንድማ ክንኪ ይክእል እዩ
  9. እቲ ትካልዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚጨረታዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::

Â

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343460314 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo