ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዝተፋላለየ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት መሰርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

2 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ከቅርብ አለዎ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ቀረባ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ማለት እዉን ዲክላራሽን ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንናዉቲ ፅሬት 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ 13/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት

6 ተጫራታይ ወይድማ ወኪል የለን ተባሂሉ ዘይትከፈተ ሰነድ ጨረታ የለን

7 ተጫራታይ ምስ ሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሓዞ ገንዘብ ኣይምለስን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መተሐሳሳቢ ኣብ ጨረታ ናዉቲ ፅሬት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይኮኑ ግን ድማ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከምእዉን መረዳእታ መቅረባይነትን ብምቅራብ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ይክእሉ እዩም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914165795

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo