ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 በዚ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክክዉን አለዎ

2 ናይ 2016 ዓም ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርበ ዝክእል

3 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ከቅርብ ዝክእል

5 በዚ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም እቲ ሰነድ ጨረታ በቢዘፈሩ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ኣብ ቁሉ ዝቀረበ ዕድጊት ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ፍቃደኛ ዝኮነ

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29/2/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ ቢሮ ቁፅሪ 4 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 6/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ጨረታ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 6/3/2016 ዓም እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕ ኣብ ሐደ ፖስታ ነንብይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላላ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣትዉ

9 ናይ ጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማ ክህልዎ አለዎ

10 ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት ኣይህልዎን

11 እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብማርከር ዓይነት ዝተገነዝ ሰነድ ክፃሐፈሉ ክክእል አለዎ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚእታዊ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ  0342400403

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo