ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ላጪ ዝርከብ ናይ ማሕበር መቐለ ህንፃ ዕደጋ ማእከል ህንፃ ፕሮጀክት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዓኒን መራገፍን ሓዊሱ ማተሪያል ምቅራብ ይከዉን

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

1 ማሕበና ንህንፀት ዕደጋ ማእከል ዝኮን ፅርየቶም ዝሐለወ ናይ ኮንስተራክሽን ማተርያል ማለት ቴንዲኖ ፀፀር ሐሸዋ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

2 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፋቃድ ዘለዎ ናይ ኣቅራባይነት ሰርተፊከት ከቡ ዝክእል

3 ብማሕበርና ስም ስፒኦ ናይ ቴንዲኖ ተጫረትቲ 100000 ብር የቅርቡ ከምእዉን ናይ ሑፃ ተጫረቲ 50000 ብር የቅርቡ

3 ምስዚ ተተሒዙ ቀሪቡ ካብ ዘሎ ዘድሊ መጠን ናይቲ ማተሪያል በዝሒ/Quantity/ ብ20% ክቅንስን ወይ ክዉስክ ከምዝክእልን ኣብ ግምት ዉሽጢ አትዉ ይግባእ

4 ፅርየት ዘይብሎም ማተሪያል ንዝቀርብ ብበዓል ሞያ ተራእዩ /Test ተገይሩ / እንተዘይሓሊፉ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ይምልስዎ

5 መዐቀንታት ዘማልኡ ኩሎም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ብማከቢ ሓፋሽ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታታሊ መዓልቲታት ዉሽጢ ማለት ካብ ዕለት 28/02/2016 ዓም ክሳብ 03/03/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ካብ በት ፅሕፈት ማ/መ/ህ/መ/ዕ/ማ ጥቃ ገንፈል ሆቴል ዝርከብ ብምዉሳድ ክወዳደሩ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሊኦም ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብ ካኪ ፖስታ ዓሺጎም ማህተም ዓሪፎም ከቅቡ አለዎም

7 እዚ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 03/03/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 9:30 ይክፈት ተጨረቲ ወ ሕጋዊ ወከሎም ንተዘይተኪቦም ግና ብዘየለዉሉ ጨረታኦም ይክፈት

8 ማሕበርና እዚ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበረታ ናብ ማ/መ/ህ/መ/ዕ/ማ ጥቃ ገንፈል ሆቴል ዝርከብ በት ፅሕፈተና ብኣካል ብምቅራብ ወይ ስለኪ ብምድዋል ምሕታት ይክኣል ናይ ቤት ፅሕፈት ስቁፅሪ 0914261958

ዝርዝር ዓይነት ማተሪያል እና በዝሒ ዘድሊ

ተቁ

ዓይነት ማተሪያል

መለክዒ

በዝሒ

ቅድሚ ቫት

ምስ ቫቱ

1

ቴንዲኖ በዓል 10

ባንድል

45

ቴንዲኖ በዓል 14

ባንድል

60

ቴንዲኖ በዓል 16

ባንድል

45

2

ሑፃ ናይ ሩባ

ሜትር ኩብ

2000

መብርሂ

1 እቲ ዘቅርብዎ ሐሸዋ ማይ ዝሐለፎ ናይ ሩባ ገረብ ከይኑ ፍርዝዝ ዝበለ ካብ ደለል ሐመድ ነፃ(Silt content less than 6%) ንኮንክሪት ዝከዉን ክኮነ አለዎ ከምእዉን መቅረብቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ነቲ ዘቅርብዎ ዓይነት ሐሸዋ ብዝኮነ መትሓዚ ሳምፕል ከርቡ አለዎም

2 እቲ ዘቅርብዎ ቴንዲኖ ግሬዱ ብናይ ቱርኪ S-500ወይድማ ብዉሽጢ ዓዲ G-75 ኮይኑ ፅሬት ዘለዎ ንክንክሪት ዝከዉን ክኮን አለዎ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo