ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ውቕሮ

1 ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ

2 ኣናእሽተይ ቀወምቲ ንብረታት

3 ንናይ ህንፃÂ መሳርሒን መፀጋገንን ንብረታት

4 ናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታትን

5 ሑፃን /ሓሸዋን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም
Â

1 በቢ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2008 ዓም ፍቃድ Â ዘሐደሰ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተረጋገፀ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 ንናይ ህንፃ መሳርሒን Â :ናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት: ሑፃ /ሐሸዋን ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገበን ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል ናይ ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ምስ ናይ እቶት ኣታዊ ምስክር ወረቀት አታሓሒዙ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 መክብሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣናእሽተይ ቆወምቲ ንብረታት ብሓባር ብር 1500ንናይ ህንፃ መሳርሒ ንናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት ብር 3000 : ንሑፃ /ሐሸዋ ብር 5000 Â ብስፒኦ ጥራሕ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ኣቀዲሙ ዘትሕዝ

6 Â ጨረታ ዝዝርገሐሉ ዕለት 29/06 /2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14 /07 /2008 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት Â 8፡00 ተዓሺጉ Â በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 5 ዕፋንምምርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣናእሽተይ ቀወምቲ ንብረታት ብሓባር ብር 20 ንናይ ህንፃ መሳርሒ ንናይ ወርክሾፕ ሃለቅቲ ንብረታት ብሓባር ብር 30: ንሓሸዋ/ ሑፃ ብር 30እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርአይ ይካአል

9 መቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩንÂ ብክፈል Â ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344430843 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo