ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጎዶም ብርኪ ሰለስተ ሓዱሽ ቢሮ ሶፍቲዊር ከተአታትዉ ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩምን ንክሳተፉ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዓ/ጉዶም

1 ንቤት ዕዩና ኦዲት ብቅዓት ሞያ መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ዘለዎም

2 ናይ ቢል ሶፍቲዌር ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርተፉኬትንግዲ ፍቃድን ዘሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ዝጠቅሙ መረዳእታተ ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቢሮ ሶትፍዌር ኣብ ዓዲጉዶም ቤት ፅሕፈት መስተ ማይን ፈሳሲን ግልጋሎት ከተማ ዓዲ ጉዶም ማካኑ ፈለጢ ዝሳተፍ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03 ካብ ዕለት 27/2/2016 ዓም ክሳብ 12/3/2016 ዓም ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 3፡00 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ሓፈሻዊ ብምምላእ ብዝግባእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዝሐዘ ቴክኒካል መገምገሚ ቅጥዒታት ድማ ብዝጋበእ ተማሊኡ ምስ ፎቶ ኮፒ ደጋፊ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ጠቅላላ 4ተ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረትቲ ስመ ኣድሻን ፊርማ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፍሉን ማህተም ዓሪፎዎን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዓዲጉዶም ቢሮ ቁጽሪ 03 ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም ፋይናንሻል 30 ሚእታዊ ቴክኒካል 70 ሚእታዊ ናብ 100 ሚእታዊ ተቀይሩ 80 ሚእታዊ ልዐሊኡን ዘምፀአ ይሐልፍ / ናብ ፋይናንሻል ይሐልፍ/

6 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዓዲጎዶም ቢሮ ቁፅሪ 03 ዕለት 12/02/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 6፡30 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ቤት ሕፅፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo