ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓደዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝተፋላለዩ መሳርሒ ፅሕፈታትን ኣቅሑት ኤሌክትሮነክሲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም በዚ ዘፈር ናይ 2015 / 2016 በጀት ዓመት ዝሐደስኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ መቀለ ስራሕ ትልምን ዕብየትን ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንብረትን ዘይምለስ 150 ቅርሺ እናከፈለኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ዝሐለፈ ውርሒ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ እትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ቀዳማይ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ  ካልኣይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብተመሳሳሊ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ እዉ ብባንኪ ዝተራገገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ እዉን ብባንኪ ዝተራገፀ ሊተር ኣፍ ክሪዲት ክተትሕዙ ትክእሉ

6 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዝሐዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከቅርብ ዝክእል

7 ንመሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/2/2016 ዓም ክሳብ 11 /3/2016 ዓ/ም ኣብቲ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣታዊ ክተገብሩ ይግባእ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫራታይ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እቲ ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት

8 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 30 ማዕልቲታት ዘይበለፅ ይከዉን ተጫረቲ ንዘቅረብዎ ኣቀሑት ብፋላይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንሐደ ዓመት ዉሕስና ክህብ ዝክእል ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ድማ ቤት ፅሕፈት ብዝቅረቦ ረቆሒ መሰረት ከቅርብ ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሐፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914774578 0914744671

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo