ትካል አርት ፊዝዩቴራፒ ማእከል መቀለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት መሳርሒ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኮነ አለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኮነ ይግባእ

3 ናይ ክፍሊ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ዘቅርብ ክክነ ይግባእ

4 ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 5 ሚእታዊ ዘይምለስ ከትሕዝ አለዎ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100 ብር ምካኑ

ተቁ

ዓይነት ዝዕደግ ንብረት

መዓቀኒ

በዝሒ ዝዕደግ

ንፅል ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ዓብይ ኣጃክስ

ንፀል

204

2

ተራ ሳሙና 555

ንፀል

420

3

ጎንቲ ናይ ፅሬት

ንፀል

120

4

ናይ ኢድ ፈሳሲ ሳሙና 550 ML

ንፀል

48

5

ሚዲካል ሳሙና

ንፀል

60

6

ላካ መኮስተር

ንፀል

76

7

መጉሓፊ ምስ መኮስተር

ንፀል

15

8

ማስክ ናይ ኣፍ

ንፀል

1140

9

ሳኒታይዘር

ንፀል

68

10

ቢምና ናይ ሽንቲ ቤት 500 ግራም

ንፅል

108

11

ዓብይ ጎማ 200 ሊትር

ንፅል

1

12

ባራኪና

ሊትር

144

13

ብሩሽ ናይ ሽንቲ ቤት ምስ መቀመጢኡ

ንፅል

10

14

ብሩሽ ንኡሽተይ መሕፀቢ ሽንቲ ቤት ምስ መቀመጢኡ

ንፅል

15

15

ነዊሕ ናይ ገዛ መንገፊ

ንፅል

4

16

ናይ ሽንቲ ቤት ከሚካል ፈሳሲ

ሊትር

120

17

መወልወሊ ባልዲ 20 ሊትር ጠንካራ

ንፅል

5

18

ናይ ቢትሮ ፈሳሲ

ንፅል

180

19

ናይ ጎሓፍ መጠራቀሚ ንኡሽተይ /ባስኬት/

ንፅል

10

20

ኣስኮፓ ፕላስቲክ

ንፅል

52

21

ኤየር ፍራሽ ኦሞ

ኪሎ

85

22

ኤየር ፍረሽ

ንፅል

140

23

ኦሞ ኣዚል /azil/ 200 MG

ንፅል

700

24

ዝተወልወለ ገዛ መድረቂ አስኮፓ

ንፅል

4

25

ዲቶል 500 ML

ንፅል

240

26

ፈሳሲ ኪለር

ንፅል

156

27

ፍሊት ኪለር

ንፅል

116

28

450 MG

ንፅል

27

29

ኣቦ ጀዲድ

ሜትሮ

15

30

ፓራፊን 200 ml

ንፅል

200

31

ኤግዛሚኔሽን ግላቫ

ቦክስ

200

32

ባልዲ 40 ሊትር

ንፅል

8

33

ክርቢት

ፓኬት

5

34

ሶፍት

ንፅል

100

ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ካብ ትካል ዘቅረቦ መማረፂ ወፃኢ ዝቀርብ ዓይነት ንብረት ተቀባልነት የብሉን

ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተካየደሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 6 መዓልቲ ባዕሉ ኣታዊ ክገብር አለዎ

ጨረታ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝለዎ ይክፈት

ዝቀርበ ንብረት አገልግሎት ግዚኡ ናይ 2024/2025 ኣ/ፈ ዘይወደአ ክኮን ይግባእ

ኣድራሻ

ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርሰቲያን

ጎኒ ኢሚግሬሽን ፊ ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 24/2/2016 ዓምጀሚሩ 29/2/2016 ዓም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 30/2/20116 ዓም 300 ናይ ረፋድ ይካየድ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo