ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም መረዳእታ መቅረባይት ዝሐዘ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ዝኮነን ብእዋኑ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ 8/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጎሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 በዓልም ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ጨረታ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ አለዎ እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ንብረት ዘቅርበሉ መዓልቲ እንተሓሊፉ ድማ ብመምርሒ መሰረት ከምዝቅፃዕ ክፈልጥ አለዎ

8 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትንምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንብረት ከቅርብ ዝክእል
9 ንብረት ኣታዊ ዝከዉን ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ይከዉን ክፍሊት ዝፍፀም ድማ ንብረት ኣብ 19 ሞዴል ኣታዊ ምስ ኮነ እዩ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ኮነ ብክፋል ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 9346640172 0346640209 0346640018

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo