ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ጋልቫናይዝድ ቱቦታትን ናይ ማይ ብረት መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፅርቲ ናይ ቴክንካል ኣቅሪቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ

1 ቫት ተመዝገብቲ ክትጫረቱ ትክእሉ

2 ናይ ዘመኑንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዝሕዘ ንምዉሳድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ 22/2/2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 10 ብምዉሳድ ዋንኡን ፎቶ ኮፒን ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ምእሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማሕተምን ብምዕራፍ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክኣል

5 ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ብስክርቢቶ እምበር ብእርሳስ ክፅሓፍ የብሉን

6 ጨረታ ተጠቂዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 22/2/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 5/3/2016 ዓም ሰዓት5:00 ይከዉን

7 እቲ ጨረታ ዕለት 5/3/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ናይ ትቦታትን ናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርቲ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ይክፈት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ድማ ዕለት 6/3/2016 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

8 ኣብቲ ጨረታ እዋን ንምርካብ ካብ ዓቅሙ ንላዕሊ ዝኮነ ተጫረቲ ብቁዕ ምክኒያት ኣቀዲሙ እንተቀሪቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ኣማሊኡ እንተሊኢኩን ክክፈት ይክእል

9 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ናይ ትቦታትን መገጣጠምን ቆፀርቲ ብር 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ የትሕዙ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ብር 3000 ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት ድማ ብር 30000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ የትሕዙ

10 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

11 ሰዓርቲ ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ካብ ዕለት 6/3/2016 ዓም ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሐፈት ግልጋሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ

12 ተጫረቲ ዝሰዓረዎ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ እቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ኣታዊ እንተዘይገብሩ ንመከብሪ ዉዕሊ ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብቅዓትን ናብ መንግሰቲ ካዝና ኣታዊ ይግበር

13 ክፍሊት ብዝምልከት ድማ ንብረት ምስ ኣረኪቡ ሓሳቦም ሙሉእ ብሐደ ግዜ ይክፈል

14 ኣብ ዝቀረብ ንብረት ወኪሊ መርኣያ ወይ ሳምፕል ከቅርቡ አለዎ

15 ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ኦርጅናል ዘይኮነ ንብረት እንተቀሪቦም ናይ ምምላስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

17 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ናይ ምቅናስ መሰለ አለዎ

18 ጨረታ ንምዝባዕን ዝፈተነ እቲ ቤት ፅሕፈት ብቀጥታ ካብ ጨረታ የባርር እዩ

19 ተወዳደሪ ድሐሪ ምሽናፎም ጨረታ ጥርዓን ናይ መቅራብ መሰሎም ዝተሐለወ እዩ

20 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914096962 ወይ ክዓ 03 47 77 52 01 ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo