ቢሮ ጉዳይ መናኣሰይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ተወዳደርቲ ካብ 20/2/2016 ዓም ክሳብ 27/2/2016 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27 /2/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 27/02/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን

6 ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት የወስክ ምባል ተቀባልነት የብሉን

7 ሰዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቁሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ትክክለኛነትም ምስተረጋገፀ ናብ ኮሚሽን ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ይገብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo