ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኮምፒተር አክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

ስለዚ ኣብዚ ዝወዳደር ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ ከማልኡ አለዎም

1 ብዘይካ ናይ ጋርመንትን ናይ ኤለከትሮኒክስን ካልኦት ዝተረፉ መሳርሕታት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ ይግባእ

2ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎም

2 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን/ ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::

ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 28/06/ 2008ዓ/ምÂ ክሳብ ዕለት 13/07/2008ዓ/ም Â ሰዓት 900 ድሕሪ ሰዓት ዘይምለስ 50 ብር/ ዒስራ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13 /07/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ምዃኑ ንገልፅ::

ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo