ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ትምህርቲ ዝኮነ ብናይ ቤት መዘጋጃ ኣታዊ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ ቀበሌ 01 ራኣስ ኣሉላ ኣባነጋ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ስቶር ብሎክ ፅገና ስራሕቲ ዕደጋ መፍለይ ኮድ ABI/CW/SW/RAANSH/01 2016 ብግልፂ ጨረታ ንምጭራት BC/GC ደረጃ 8 ዳኣንት ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ ዘለዎ ስራሕቲ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝርን ከስርሕ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቀረባይነት ወረቀት ምስክር ምዝገባ ከፋላይነት ግብሪ ብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ዝገልፅ ናይ ደቀቅትን ኣናኣሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ፍቃድ ስራሕ ንግዲ መቅረባይነት ኮንስትራክሽን ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርድን ወረቀት ምስክር ምዝገባ ካፋሊ ግብሪ  ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ተወሳኪ አሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን ዝተመዝገበን

2 ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፀትን ግምት ህንፃ ዝተመዝገበሉ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክንትራክተር BC/GC ደረጃ 8 ዝገልፅ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ወይ ወርሒ ሐምለ ነሐሰ መስከረምን ተወሳኪ እሴታ ታክስ ሒሰብ ዝቀረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዉሕስና ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ናይ ዉሕስና ትካል ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ መከበሪ ጨረታ ስፒኦ 10000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀከት ሳይት ከብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 150 ተከታተልቲ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙለእ ዛዚሞ ከረክቡ አለዎም

6 ተጫረቲ ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 13 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይክእሉ እዩም

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕን መከበሪ ጨረታ ብቤት ፅሕፈት ቁጠባዊ ልምዓት ደቀቅርን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዝተዉሃብ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ናይ ኮንስተራክሽ ወይእዉን ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርድን ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሓምለ ተወሳኪ አሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ሰነዳት ኣብ ዝተፋላለየ ፐስታታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምሽዓግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክስብ 3 ሕዳር 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፅእ ከእትዉ አለዎም

8 ተጫረቲ ብቅዳሕ ከቅርብዎ ዝግባእ ዝርዝር ስፔስፊክሽን ስራሕ BOQ መጠቃላሊ ድምር ዋጋ ዉሕስና ሰነድ ማለት እዉን ስፒኦ ዲዛይንን ቅዳሕ ብተወሳኪ ካልኦት ኣብ ቁፅሪ 1, 2, 3 ,4 ን ዝተገለፁ መረደእታትን ኣብ ክልተ ዝተፋለለዩ ፖስታ በበይኑ ዓሽጎም ከቅርቡ ይግባእ

9 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ እቲ መረዳእታ ከምቲ ክሽየጥ ዝነበሮ ከየጎደሉ ብትክክል ክመልእ ይግባእ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ፊርማን ማህተምን ዘይዓረፎ ብትክልል ዘይተመልአ  ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

10 ሰዓራይ መክበሪ ዉዕሊ ናይ ዝሰዓረሉ ዋጋ 5 ሚእታዊ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብስፒኦ ከቅርብ ዝክእል

11 እቲ ጨረታ  ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረክብሉ 3 ሕዳር 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልከዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጀ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን እቲ ጨረታ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ማለት እዉን ከይዲ ስራሕ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344461147

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo