ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2016 በጀት ዓምት ንዘካይዶም ግልጋሎት ህንፀት መንገዲን ፅገናን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት : መሳርሒ ህንፃ : ኪራይ ማሽናት: ነዳዲ : ስቴሽነሪን : ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቍፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ካሊእ ኣድላይቲ መረዳእታት ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት ንነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ትክእሉ

3 ስዓራይ ጨረታ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ወይ ኣንኮንዲሽናል ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለዉ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብፖስታ ሳንዱቅ ቁፅሪ 14 ምልኣክ ትክእሉ

5 ሰዓራይ ጨረታ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 5 መዓልቲታት ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ነቲ ጨረታ መከበሪ ዘትሓዞ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስራዝ

6 እቲ ጨረታ 6 ሕዳር 2016 ዓም ንግሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 እቲ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዝርከቡ ይምረፅ

8 እቲ እንተርፕራይዝ ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344416727 0914734474

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo