ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ፅሬት፡ መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድÂ Â ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ ን 2008 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
  2. ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር ዘለዎ
  3. ኣብ መቅረብቲ ዝርዝርÂ ዝተመዝገበ
  4. ቫትÂ ዝተመዝገበንÂ ናይ ጥቅምቲ ጥሪ 2008 ዓ ም ሒሳቡ ዘፍለጥሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ልዕል ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ ረቋሕታትÂ መረዳእታ ዋንኡን ሓደ ፎቶ ኮፒኡንÂ ከቅርብ ዝክእል
  6. ንጨረታ መክበሪ ንዘይሰዓረ ሹዑ ንሹዑ ዝምለስÂ ን መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ፣ንናዉቲ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺÂ ንናዉቲ ፅሬት 3000 ቅርሺ መሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብÂ ወይ ተረጋጊፁÂ ዝቀረበ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ
  7. እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢÂ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  8. ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረትÂ በቲ ዝተወዳደረሉ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉÂ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን Â ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
  9. ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታÂ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉÂ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ማእከላይ ዞባÂ ምምሕዳር ህንፃ ኣብ ምድረሪ ቤተ ይከዉን
  10. ንመሳርሒ ፅሕፈት 50 ቅርሺ፣ ንናዉቲ ኤለክትሮኒክስ 50 ቅርሺ ንናዉቲ ፅሬት 30 ቅርሺ ን መሳርሒ ህንፃ 50 ኮይኑ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
  11. ተጫረቲ ንሓደ ተቅርብዎ ዋጋ መሊእኩምÂ ብሽምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 18 ለካቲት 2008 ዓ ም Â ክሳብ ዕለት 8 መጋቢት 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓትኣብ ከይዲ ስራሕÂ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
  12. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 8 መጋቢት 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ይከዉን
  13. ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉÂ 8 መጋቢትÂ 2008 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ይከዉንÂ ።ኩሉ መዐቀኒ አማሊኡ ብዘይለዉሉ ንክክፈተሎም ዘመልከቱÂ ምትእንጋድ ከምዝከኣል ንገልፅ
  14. ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  15. 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይዉን ምዉሳክÂ ከምዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753263 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo