ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንወረዳ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ 2016 ዓም ዝከፈሉም ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም ናይ እዋኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገበረ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ከብ ዕለት 19 ጥቅምቲ 2016 ዓም ከሳብ 7 ሕዳር 2016 ዓም ካብ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ብዝተዓሸገ ካብ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓም ከሳብ 7 ሕዳር 2016 ዓም ኣብ ወረዳ ሳምረ ልምዓት እቶት ምምሐዳር ፋይናንስን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 7 ሕዳር 2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 8:45 በዓሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ዝኮነ ተወዳዳራይ በቲ ዝወፀሉ ሰነድ መሰረት ከቅርብ አለዎ

8 ካብቲ ዝወፀሉ ሰነድ  ወፃኢ ብናይ ባዕሉ ሰነድ ምምላእ ኣይከአልን

9 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ካብ በት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ አታዊ ክገብር አለዎ

10 ብዉዕሊ መሰረት ንብረተ ዘየረከበ ካብ ዉዕሊ መወዳእታ መዓልቲ ጀሚሩ 0.01 ቅፅዓት ከም ዘለዎ ክፈልጥ አለዎ

11 ዝሐሸን ፅረት ዘለዎን ንብረት ክተቅቡ ይግባእ

12 ኣብ ሰነድ  ጨረታ ግልፂ ዘይኮኑ ሐሳባት ብፅሑፍ ብስልኪ ምሕታት ይከኣል

13 እቲ ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ክክዉን አለዎ

14 ተጫራታይ ካብ ናይ ጨረታ ሕጊ ወፃኢ ከጭበርብር ተተረኪቡ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝከዉን ክፈልጥ ይግባእ

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo