ግዝያዊ ቤት ፅ/ት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ንትካል መፅናዕትን ምርምርን ሰላም ትግራይ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣዚኩም ንዕለት 20/01/16ዓ.ም ሰዓት 11:00 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 21/01/16ዓ.ም ሳዓት 02:30 ረፋድ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ 

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ – ኣብ ውሽጢ 3 ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ

ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን

5. አብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን

7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስ ዝተሓለወ እዩ

8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይካኣል


ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ

ተ.ቁ ዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋ ጋጠቅላላ ዋጋ ሞዴል
ብር ሳን ብር ሳን
1 Cylinder sub assy brake 47201-60A40 set 01 HZJ 79 L
2 Pad kit 04465-yzzf6 set 01 HZJ 79 L
3 Sheo kit 04495-60080 set 01 HZJ 79 L
4 Fuil filter 23390-51070 pcs 02 HZJ 79 L
5 ባትሪ ናይ መኪና x-pro 70 A pcs 01
6 ቴፕ ናይ መኪና ምስ ስፒከሩ ሶኒ ኦርጂናል set 01
7 ናይ ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ሓፊስ 1ይ ደረጃ pcs 01
8 ክሪስ ምስ መልዓሊኡ 10 ቶን pcs 01
9 መፍትሕ ጎማ መስቀለኛ 17 19 21 23 pcs pcs 02
10 ክሪክ ምስ መልዓሊኡ ናይ ጂሊ pcs 01
11 ክሪክ ምስ መልዓሊኡ 2 ቶን pcs 01

ቤት ፅሕፈት ግ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo