ትካልና ኣብርሃ ካስትል ናይ 2015 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ ስራሕቲ ሒሳቡ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ።

ኣብርሃ ካስትል

ጨረታ ዝቀርበሉ ግዚ ካብ ዕለት 16/02/2016 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2016 ዓ/ም ቦታ ኣብ ሆቴልና ሒሳብ ክፍሊ ወይ ጋሻ ተቀባሊ/ Reception/ ተቅርቡ ምኳንኩም እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/02/2016ዓ/ም ዓት 4:00 ትቀርቡ ምኳንኩም ነፍልጥ።


ምስ ሰላምት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo