አብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ኦፊስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ
ተ.ቁ ዓይነት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂ part unber በዝሒ ናይ ሓደ ዓል ነ/ዋጋ mዋጋ መብርሂ
1 ናይን ኒባስ መኪና ክራይ ❖ ስራሕ ስዓት ካብ ንጉሆ 12:00 ሰዓት ክሰርሓ ኢምሽት 12:00
❖ ናይ ፀፀር መንገዲ ክባቢታት ክትኣትዉ ትኽእልን ኮረኮንቺ መንገዲ ትኣትዉ።
❖ ሙሉእ መዓልቲ ክትሰርሕ ትኽእል
❖ 12/14 ሰባት ትሕዝ ምችውቲን ጠንካራን
❖ ናይ ነዳድን ሽፈርን ካልኦት ወፃእታትን ብባዓል ዋና ዝሽፈን
❖ እንተተበላሽያ ሽዑንሽዑ ከምኣ ዝበለት መኪና ዝትክአ
❖ ክፍሊት በብወርሑ አብ መወዳእታ ወርሒ ዝክፈል
❖ ሒሳብ ዝኽፈሎ ብዝሰርሖ መዓልቲ በዝሒ በዝሒ ተራቢሑ እብ መወዳእታ ወርሒ ይከዉን ። ዉዕሊ ካብ ዝተአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ን 2 ወርሒ ፀኒዑ ይፀንሕ፡፡
❖ ክፍሊት ዝምልከት ናይ ዝሰርሐሉ መዓልቲ ተደሚሩ አብ መወዳእታ ወርሒ ዝኸፈል ይክውን ፡
❖ ናይ ስራሕ ኩነታት ካብ ህዝባዊ ባዓላትን ሰንበትን ወፃኢ እዩ
02

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2015 ክሳብ 2016 ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ተን TIN Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3.  ተወዳደርቲ እቲ ግልጋሎት ቅድሚ ምምላኦም ቀረብ ግልጋሎት ምህላዉ ከረጋግፁ ኣለዎም፡፡

4. ተሳዳደርቲ እትሪትሎም ለኢሮናብዝተዋሃበኩምቅ የዒመሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ።

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ምሰዓት: ዓ/ምክሳብ ዕለት 17/02/2016ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

6. ፕሮፎርማ ዕለት 17/02/2016 ዓ/ም ቀዳም ሰዓት4:30አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋን ፋይናንስን ይኽፈት፡፡

7. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተተባልነት የብሉን

8. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ዕት 3ይሮት እዩ

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡ 10 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም ዉዕሊ ናይ መእሳር ገዴታ አለዎ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo